ገንዘብ ስደዱን ተቐበሉን

ኣብ ዝኾነ ክፋል ሃገር ንዝነብሩ ስድራኻ ኣዕሩኽትኻ ወይ ትፈትዎም ሰባት፣  ኣገልግሎት ቴሌብር ይጥቀሙ ይኹኑ ኣይጥቀሙን ብቕልጡፍ ገንዘብ ክትሰድድ የኽእለካ።

  • *127# ደውሉ ወይ ድማ ናብ ሞባይል መተግበሪ ቴሌብር ንእቶ
  • ገንዘብ ስደድ ዝብል ምረጽ።
  • ቁጽሪ ሞባይል ናይቲ ተቐባሊ ኣእትዉ/ምረጹ
  • ክትሰድድዎ እትደልዩ መጠን ገንዘብ ኣእትዉ
  • መሕለፊ ቓል ኣእቱ
  • ክትሰድዶ እትደሊ መጠን ገንዘብ ኣረጋግጽ እሞ እሺ ወይ ገንዘብ ስደድ ኣረጋግጽ።
  • ብቕጽበት ናይ ምርግጋጽ መልእኽቲ ክለኣኸልኩም እዩ።
  • *127# ደውሉ ወይ ድማ ናብ ሞባይል መተግበሪ ቴሌብር ንእቶ
  • ገንዘብ ስደድ ዝብል ምረጽ።
  • ቁጽሪ ሞባይል ናይቲ ተቐባሊ ኣእትዉ/ምረጹ
  • ክትሰድድዎ እትደልዩ መጠን ገንዘብ ኣእትዉ
  • መሕለፊ ቓል ኣእቱ
  • ክትሰድዶ እትደሊ መጠን ገንዘብ ኣረጋግጽ እሞ እሺ ወይ ገንዘብ ስደድ ኣረጋግጽ።
  • ብቕጽበት ናይ ምርግጋጽ መልእኽቲ ክለኣኸልኩም እዩ።

The steps of money transfer from
banks to telebirr
account

ናይ ኢንተርነት ባንኪንግ

  1. 1. ኣብ https://ib.myamole.com/bwinternet/#/ ብምእታው ናብ ኣካውንትና እቶ።
  2. ንምኽፋልን ንምስግጋርን
  3. ናብ ቴሌብር ንምስግጋር
  4. ቀፃሊ ስጉምትታት ብምኽታል ገንዘብ ናብ ቴሌብር ምትሕልላፍ

ብሞባይል መተግበሪ

  1. ናብቲ አሞሌ መተግበሪ ንእቶ
  2. ንምስግጋር
  3. ናብ ቴሌብር
  4. ዝቑረጽ ኣካውንት ምረጽ
  5. Fetch
  6. ቁጽሪ ሞባይል ኣእትዉ
  7. መጠን ገንዘብ ኣእቱ
  8. ምስግጋር

ሓጺር ቁጽሪ (*996#)

  1. *996# ደዊልና 1 ንእቶ
  2. መሕለፊ ቓል ኣእቱ ድሕሪኡ 2 ኣእቱ
  3. 8 (ብቴሌብር ንምስግጋር ) ምእታው
  4. እቲ ክቑረጽ ዝደሊ ኣካውንት ምረጽ እሞ ለአኽ ዝብል ጠውቕ
  5. መጠን ገንዘብ ኣእቱ
  6. ንምርግጋጽ 1 ኣእቲና ለአኽ ዝብል ንፅቀጥ

  1. *812# ምድዋል
  2. መሕለፊ ቓል ኣእቱ
  3. 7 ቁፅሪ ኣእቲና ገንዘብ ናብ ቴለብር ምትሕልላፍ ዝብል ንመርጽ
  4. እቲ ገንዘብ ዝለኣኸሉ ናይ ቴሌብር ሞባይል ቁጽሪ ኣእትዉ
  5. ክትሰድድዎ እትደልዩ መጠን ገንዘብ ኣእትዉ
  6. ዝቑረጽ ቁጽሪ አካውንት ምረጽ
  7. 1 ቁፅሪ ብምእታው ምርግጋፅ

  1.  ቁጽሪ ኣካውንትን መሕለፊ ቓል  ምእታው
  2.  ኣካውንት ምረጽ
  3.  ቴሌብር ዝብል ምረጽ
  4.  ቁጽሪ ስልኪን መጠን ገንዘብን ኣእቲና ንምስግጋር ጠውቕ
  5.  ወድእ ዝብል ንጥውቕ

  1. ኣብ ኦንላይን ባንኪንግ ዝብል ንጥውቕ
  2. ቁጽሪ ሕሳብካ ኣእቱ
  3. መሕለፊ ቓል ኣእቲና እትው ጽቀጥ
  4. ካብ አካውንት ናብ ቴሌብር ዝብል ንመርጽ
  5. ነቲ መምርሒታት ተኸቲልና አረጋግጽ ዝብል ጠውቕ

  1. *866# ምድዋል
  1. መሕለፊ ቓል  ኣእቱ
  2.  8 ቁጽሪ ኣእቲና ገንዘብ ናብ ቴለብር ምትሕልላፍ ዝብል ንመርፅ
  3.  ክትሰድድዎ እትደልዩ መጠን ገንዘብ ኣእትዉ
  4.  ዝቑረጽ ቁጽሪ አካውንት ምረጽ
  5.  እቲ ገንዘብ ዝለኣኸሉ ቁጽሪ ስልኪ ኣእቱ
  6. 1 ቁፅሪ ብምእታው ምርግጋፅ

 

ብሞባይል መተግበሪ

  1. እናት ሞባይል መተግበሪ ከፊትና "እተው" ንጽቀጥ።
  2. መሕለፊ ቓል ኣእቲና "ኣእትው" ንጽቀጥ።
  3. ዕዳጋ ምግባር ምረጽ
  4. ናብ ቴሌብር ምስግጋርዝብል ንጥውቕ
  5. አካውንት ብምምራጽ፣ቁጽሪ ስልኪን፣ መጠን ገንዘብ፣ ከምኡ'ውን "Particulars" ብምእታው "ኣእትው" ዝብል ጠውቕ።
  6. የረጋግጽ ዝብል ንጥውቕ
  7. ኣብ መወዳእታ ናይቲ ተቐባሊ ቁጽሪ ስልኪን ቁጽሪ ዕዳጋ ምግባርን ዝሓዘ ናይ ምርግጋጽ መልእኽቲ ይመጸኩም።

ብሓጺር ቁጽሪ

  1. *845# ምድዋል
  2. መሕለፊ ቓል ኣእቱ
  3. 3. "ገንዘብ ንምስግጋር"ንምምራጽ 3 ኣእቱ
  4. 4. 5 ብምእታው "ናብ ቴለብር ምትሕልላፍ "ንመርጽ።
  5. ዝቑረጽ አካውንት ምረጽ
  6. ቁጽሪ ኣገልግሎት ቴሌብር ኣእቱ
  7. መጠን ብር ኣእቱ
  8. መዘኻኸሪ ኣእቱ
  9. ንምርግጋጽ 1 ምስ ኣእተኻ ናይ ምርግጋጽ መልእኽቲ ይመጸካ

  1. *811# ምድዋል
  1.  "መሕለፊ ቓል" ኢልና ንእቶ።
  2.  4 ቁጽሪ ብምእታው "ገንዘብ ምትሕልላፍ" ዝብል ምረጽ
  3. ዝቑረጽ ቁጽሪ ሕሳብ ምረጽ
  4. 3 ቁፅሪ ብምእታው "ናይ ውጫዊ ገንዘብ ምትሕልላፍ" ዝብል ምረጽ
  5.  1 ቁፅሪ ብምእታው "ቴሌብር ሞባይል መኒ" ዝብል ምረጽ
  6.  ናይታ ገንዘብ ከተሰጋግረላ እትደሊ ስልኪ ቁጽሪ ሞባይል ጽሓፍ
  7. "ናይ ገንዘብ መጠን" ኢልና ንጽሕፍ
  8.  "ተወሳኺ ሓበሬታ" ዝብል ሳጹን ምስ መጸ ምኽንያት ምልኣኽ ገንዘብ ጽሓፍ
  9.  "መሕለፊ ቓል"  ኢልና ንእቶ።

ብሞባይል መተግበሪ

  1. 1. ናብ ኣቢሲንያ ሞባይል መተግበሪ ንእቶ
  2. ካብቲ ጎናዊ ዝርዝር ክፍሊት ወይ ምትሕልላፍ ዝብል ንጥውቕ
  3. 3. ናብ ቴሌብርዝብል ንጥውቕ
  4. ናብ ባዕልኻ ንምስግጋር "ON" ንፅቀጥ
  5. ዝቑረጽ አካውንት ምረጽ
  6. ናብ ካልእ ንምስግጋር ቁጽሪ ግልጋሎት ኣእቱ
  7. መጠን ብር ኣእቱ
  8. ቀፃሊ ዝብል ንጥውቕ
  9. ምትሕልላፍ ዝብል ንጥውቕ

ብሓፂር ቁጽሪ

  1. *901# ምድዋል።
  2. 4 ኣሃዝ ዘለዎ መሕለፊ ቓል ኣእቱ
  3. "ገንዘብ ምትሕልላፍ" ንምምራጽ 3 ኣእቱ።
  4. 3 ብምእታው "ናብ ቴለብር ምትሕልላፍ " ንመርጽ።
  5. 1 ናብ ናይ ዓርስኻ ኣካውንት ወይ 2 ናብ ካልእ ኣካውንት ንጽቀጥ
  6. ዝቑረጽ ኣካውንት ምረጽ
  7. መጠን ብር ኣእቱ
  8. ርእይቶ ኣእቱ (ኣድላዪ እንተኾይኑ)
  9. ንምርግጋጽ 1 ምስ ኣእተኻ ናይ ምርግጋጽ መልእኽቲ ይመጸካ

ብመተግበሪ

  1. አዋሽ ዋሌት ዝብል መተግበሪ ከፊትና መሕለፊ ቓል ንእቶ
  2. ቴሌብር ዝብል ምረጽ
  3. ንባዕልኹም ዝብል ምረጽ ቁጽሪ ኣገልግሎት ቴሌብር ኣእትዉ ወይ ድማ ንኻልእ ዝብል ምረጽ ቁጽሪ ኣገልግሎት ቴሌብር ኣእትዉ
  4. መጠን ገንዘብ ኣእቱ
  5. ዝቑረጽ ሕሳብ ምረጽ
  6. ንምርግጋጽ ዝብል ንጥውቕ
  7. ናይ ምርግጋጽ መልእኽቲ ክመፀካ እዩ

 

  1. *881# ምድዋል
  1. 4 ኣሃዝ ዘለዎ "መሕለፊ ቓል " ንእቶ።
  2.  4 ቁፅሪ ብምእታው "ቴሌብር አገልግሎት" ምረጽ
  3. 1 ቁጽሪ ብምእታው "ገንዘብ ናብ ቴለብር ምትሕልላፍ " ዝብል ንመርጽ
  4. ዝቑረጽ "አካውንት" ምረጽ
  5. ገንዘብ ዝለኣኸሉ "ቁጽሪ ስልኪ" ኣእቱ
  6. ክትሰድድዎ እትደልዩ መጠን ገንዘብ ኣእትዉ
  7. 6 ኣሃዝ ዘለዎ "መሕለፊ ቓል " ካ ኣእቱ።
  8. ገንዘብ ብዓወት ከምዘሰጋገርኩም ዝገልጽ መረጋገጺ ይመጸኩም

ናይ ኢንተርነት ባንክ
1. ናብ zemenbank.com.et/zemenib/#/
2. ክፍሊት ሕትመትን ምትሕልላፍን
3. ናይ ሕሳብ ክፍሊትን ተሌቢር ምረጽ
4. ካብ ጕጅለ ተሌፎን ምረጽ
5. ቍጽሪ ተቐባሊ ኣእቱ መጠን እቲ ዝተረፈ ስጕምትታት ወድእ
ሞባይል መተግበሪ
1. ስም ተጠቃሚ ኣእቱ & click proceed
2. ፓስሓጅ ኣእቱ & ክሊክ ኣእቱ
3. ክፍሊት ምረጽ
4. ካብቲ ምድብ ተሌቢር ምረጽ > OK ጠውቕ
5. ቍጽሪ ኣገልግሎት ተቐበልቲ ኣእቱ መጠን & click save & ምሉእ እቲ ውዕል